menu close menu

Uncategorized

Sunday School Parent Communication

08 Jun 2020 | Comments Off on Sunday School Parent Communication
read more

ሎሚ ጽባሕ እዩ ?

08 May 2020 | Comments Off on ሎሚ ጽባሕ እዩ ?

“ኣቦ ሎሚ ጽባሕ ድዩ ?”ኢሉ ማሙሽ ነብኡ ካብቲ ደቂስሉ ዝነበረ እንዳኣነቅነቀ ፣ ኣቡኡ ባዕጊጉ እንክሎ እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ?በሎ። ቆልዓ ኸኣ <ሎሚ ጽባሕ ድዩ >? ኣቦኡ ባዕጊጉ ስለ ዝነበረ […]

read more

ሓላው ኣታኽልቲ መሲልዋ ነበረ

08 May 2020 | Comments Off on ሓላው ኣታኽልቲ መሲልዋ ነበረ

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ማርያም መግደላዊት ብዕለት እሑድ(ሰንበት) ጌና ጸልማት ከሎ ናብ መቓብር ጐይታ ክትከይድ ተንሥአት። ርግጽ’ዩ ብጸልማት ምውጻእ ብፍላይ ንጓል ኣንስተይቲ ዘፍርሕ’ኳ እንተዀነ፡ ነዛ ቅድስቲ ግን ካብ […]

read more

ካብ በላዒ ብልዒ ወጸ

08 May 2020 | Comments Off on ካብ በላዒ ብልዒ ወጸ

ኣብ መጽሓፈ መሳፍንት ታሪኾም ተጻሒፉ እንረኽቦ ካብ ዓሰርተ ሠለስተ መሳፍንት ሓደ ሳምሶን እዩ። ሳምሶን ብብስራት መልኣኽ ዝተወልደ ፡ ናዝራዊ ኮይኑ ዝዓበየ ኾይኑ ካብ ሕፃንነቱ ጀሚሩ ናይ እግዚኣብሔር መንፈስ ኣብ ልዕሊኡ […]

read more

New YouTube Channel https://youtu.be/tXrNunap8ok

08 May 2020 | Comments Off on New YouTube Channel https://youtu.be/tXrNunap8ok

Selam yehwat, We are happy to announce that we have created a YouTube channel for our church. As you requested to have YouTube channel here it is, please share and […]

read more